Fana: At a Speed of Life!

163 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)163 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም።

ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ሰነድ ጉዕዞ ዘይብሎም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናተሳለጠ ምዃኑ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ፥ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 947 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ክኣትዉ ከምዝተገበረ ቤት ፅሕፈት ጀነራል ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ኣፍሊጡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.