Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ዘሕብን ተግባር ንዝፈፀሙ ኣባላት ሓይሊ ኣየር ኣፍልጦን መዓርግን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ኣብ ትካላዊ ሪፎርምን ፅቡቕ ኣፈፃፅማ ንዝነበሮም ላዕለዎት መኮናት ስነ-ስርዓት ምሃብ ሽመት፣ ኣፍልጦን መዓርግን ኣካይዱ።

ስለዝኾነ ድማ 44 ላዕለዎት መኮንናት፣ 47 መስመራዊ መኮንናትን 985 ሰብመዓርግን ብድምር 1 ሺሕን 79 ዝተፈቐደሎም መዓርግ ዝነብሱ እንትኾኑ፥ 47 ላዕለዎት መኮንናት መዓርጎም ተኸዲኖም፡፡

ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጄኔራል ይልማ መርዳሳ፥ኣብዚ ሕዚ እዋን ፃላእቲ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወፃኢን እታ ሃገር ንምፍራስ እናሰርሑ ይኹኑ እምበር፤ ዕላመኦም ከምዘይሳኻዕ ምግላፆም ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዚ ንምምሃት ድማ እቲ ሓይሊ ኣየር ብቖራፅነት እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.