Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 513 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 2 ክሳብ 8 ሕዳር 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 513 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዘ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።

እቶም ናውቲታት ዘዘዋውሩ ዝነበሩ 21 ውልቀሰባትን 17 ተሽከርከርቲን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተትሓዙ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣ እንስሳት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ቡና፣ መድሓኒት፣ ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒታት ኲናት፣ ጫት፣ መዐወንቲ እፃትን ዘይቲ ብልዕን ተረቋሕቲ ኢዮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.