Fana: At a Speed of Life!

ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ።

እቲ ሕብረት፥ ኣብ ቡርኪናፋሶ ወታደራዊ ሓይሊ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነተ ኣጊዱዋ ዘሎ፡፡

ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቡርኪናፋሶ ብዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ንፕሬዚዳንት ሮህ ማርክ ካቦሬ ካብ ስልጣን ምውጋዶም ሲጂቲኤን ፀብፂቡ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.