Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ህፁፅ ኣኼቡኡ ፅባሕ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ ብሄር ብሄረሰባት ደቡብ 5ይ ዙር 6ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ቤት ህፁፅ ኣኼቡኡ ፅባሕ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ኣኼቡኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ተዛቲዩ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ካብ ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.