Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ሕቑፊ ዕንባባ ኣንቢሮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኩርዓት ኣፍሪካዊያን ዝኾነ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ በዚ መገዲ ብምህናፁ ከምዝተሓጎሱ ምዝራቦም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.