Fana: At a Speed of Life!

ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ገይሩ።

ሚኒስቴር ዴዔታ ዶ/ር አየለ ተሾመ፥ ዓውዲ ጥዕና ልዑል ጠመተ ተዋሂቡዎ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ከይዲ ንዝረኣዩ ክፍተታት ንምምላእ ኣመራርሓ ጥዕና ምህናፅ ኣገዳሲ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ካብዚ ዓመት ጀሚሩ ን6 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ውፅኢታዊ መርሃ ግብሪ ኣመራርሓ ጥዕና ዕላዊ ከምዝተገበረ ተዛሪቦም።

ዕላማ እቲ መርሃ ግብሪ፥ ንዓዲ ጥዕና ብቑዕ ኣመራርሓ ምፍጣር፣ ዓቕሚን ተሳትፎን ተተካእቲ ኣመራርሓ ደቂ ኣንስቲዮን መናእሰይን ክብ ምባል ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.