Fana: At a Speed of Life!

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መበል ሻድሻይ ዘበን ስራሕ ካልኣይ ዓመት ፈላማይ ስሩዕ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብ 30 መስከረም ክሳብ 1 ጥቅምቲ 2015 ዓ.ም ከመዝካየድ ተሓቢሩ።

ዳይሬክተር ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ቤት ምክሪ ተረፈ በዳዳ፥ ኣብቲ ዝካየድ ስሩዕ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ ከምዝወሃብ ሓቢሮም።

30 መስከረም 2015 ዓ.ም ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ብሓባር መኽፈቲ ጉባኤ ከምዘካይዱ ካብቲ ቤት ምኽሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.