Fana: At a Speed of Life!

ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ካብ ዞባ ወላይታ ናይ ገንዘብን ናውቲን ደገፍ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ካብ ምምሕዳር ዞባ ወላይታ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብርን 20 ኩንታል ሕሩጭ ከምኡውን 400 ደርዘን ማይ ደገፍ ተገይሩ።

እቲ ደገፍ ንኮሚቴ ኣተኣካኻቢ ሃፍቲ ከምዝተረከበ ተገሊፁ።

ሀዝቢ ወላይታ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ናይ ህወሓት(ጁንታ)  ጉጅለ ኣሸባሪ ኣብ ሓድነት ሃገርን ሰላምን ዘንፀላለዎ ሓደጋ ንምምካት ዝኸፍሎ ዘሎ መስዋእቲ ብምንኣድ እቲ ቃልሲ ተጠናኺሩ ንክቕፅል ድጋፍ ከመዝገበረ ተገሊፁ።

እቲ ርኽክብ ናይ ደቡብ ክልል ደቂ ኣኒስቲዮን ህፃናትን መናእሰይን ቢሮ ሓላፊት ወይዘሮ ኣስቴር ከፍታው፣  ናይ ደቡብ ብልፅግና ፖርቲ  ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ኔት ፅሕፈት ሓላፊት ወይዘሮ ነኢማ ሙኒርን ናይቲ ክልል መንግስቲ ኮሙዩኒኬሽን ቢሮ ሓላፊት ወይዘሮ ሰናይት ሰለሞንን ኣብ ዝተረኸባሉ ኢዩ ተኻይዱ።

ብማስተዋል ኣሰፋ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.