Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን።

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ክፍሊ ሽርክና ሚኒስቴር ግብርና ቻይና  ኒ ሆንግሺንግ፣ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጉዳያት ምዕራብ ኤስያን ኣፍሪካን ሊዩ ጂያንግ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን ርክብ ንምሕዳስ ተስማዕሚዐን።

ከልቲአን ሃገራት ብስሩዕ ንምርኻብን ኣብ ዓውዲ ግብርና ዘለወን መትሕብባር ንምቕፃልን ተስማዕሚዐን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.