Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንጃፓን ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊላ።

ኣብ ኦስትሪያ ቬና መድረኽ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ላዕለዎት መራሕቲን ኮሚቴ ኣማኻሪን ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ኣጋይሽ ኣብ ምቕባልን ጉዳያት እቲ ምምሕዳር ተበፃሒ ኣብ ምግባርን ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ዝሳተፋ ዘለማ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሁሪያ ዓሊ፥ ኢትዮጵያ እቲ ጉባኢ ዕዉት ብዝኾነ መገዲ ዘተኣናገደትሉ መገዲ ኣብሪሀን።

ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.