Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

ዋናፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን።

እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኣብ መግለፂአን ከምዝበለኦ፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ኢዩ።

ኣፈፃፅሙኡ ድማ ካብ ዝሓንፀፆ ትልሚ 86 መጥቢ 4 ሚኢታዊ ዘዕወተ ከምዝኾነ ምግላፀን ትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.