Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣካቢ ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣካቢ ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ማርክ ዋርነር ተዛቲዮም።

ኣብ ሴሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፂ፣ ክልቲኣዊ ረኽቢ ኢትዮጵያን ኣሜሪካንን ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ልምዓት ብዛዕባ ዘለዎም ግደ ዘድሃበ ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።

ሴናተር ማርክ ዋርነር ካብ 2008 ጀሚሮም ብሴናተርነር ዘገልግሉ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ካብ ጥሪ 2021 ጀሚሮም ኣካቢ  ጉዳያት ድሕንነት ሴኔት ኣሜሪካ ብምዃን ኣብ ምስራሕ ይርከቡ።

ብተመሳሳሊ ዜና ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኣሜሪካ ምስ ዝነብሩ ልዕሊ 200 ዳያስፖራታት ምዝታዮም ኣብ ማሕባረዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.