Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት እዚ ምዕራብ ንህወሓት ግብኣተ መሬት ንምእታው ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ይርከብ-ሜ/ጀ መሰለ መሰረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣዛዚ እዚ ምዕራብ ሜጀር ጀኔራል መሰለ መሰረት፥ ኣባላት እዚ ምዕራብ ንህወሓት ግብኣተ መሬት ንምእታው ኣብ ኣተኣማማኒ ቁመና ይርከብ ኢሎም።

ሜጀር ጀኔራል መሰለ፥ ናብ እዚ ምዕራብ ዝተሓወሱ መሰረታዊ ወታደራት ኣቀባበላ ኣብ ዝተገበረሎም እዋን ኢዮም ነዚ ዝበሉ።

ከም ሓሰኻ ሓመድ ልሒሱ ዝተሰአ ኣሸባሪ ህወሓት ኢትዮጵያ ንምፍራስ እንተፃዕረ እውን ሕልሚ ክኾኖ ኢዩ ኢሎም።

ኣባላት እቲ እዝ ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብምድምሳስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ጉጅለ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ናብ ሕጊ ከምዘቕረቡ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.