Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዝተኻየደ መበል 77 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም።

ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ዘሎ ደረጃ ብመሓዝ ነቲ ርሕቐት ዛዚሞም፡፡

ኣትሌት ኣምደወርቅ ዋለልኝ 2 ሰዓት 5 ደቒቕን 26 ሴኮንድ ብምእታው ቀዳማይ እንትኸውን፥ ኣትሌት ሺፈራው ታምሩን ኣትሌት ሃፍቱ ኣሰፋ ካልኣይን ሳልሰሳይን ደረጃ ብመሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም፡፡

ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ዝተኻየደ መበል 76 ውድድር ማራቶን ሶል ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሞስነት ገረመው ተዓዋቲ ከምዝነበረ ይዝከር፡፡

#Ethiopia #marathone #ethiopianathlets

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.