Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በቢብርኩ ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዝበሎ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ ብዕድጊትን ብዓይነት ሓገዝን ዝተውሃቡ 22 ቢሊየንን 374 ሚሊየንን 638 ሺሕን 711 ነጥቢ 22 ብር ዋጋ ዘለዎም እታዎታት ጥዕና ናብ መኽዘን ኣትዮም።

ኣብዚ ሐዚ እዋን 14 ነጥቢ 9 ቢሊየን ዋጋ ዘለዎም መድሓኒታት፣ ሪኤጀንታት፣ ናውቲታት ሕክምናን ንትካላት ጥዕና መክፍፋል ከምዝተኽኣለ ኣብቲ ፀብፃብ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ 1 ነጥቢ 98 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ሕክምና ካብ ማእኸል መኽዘን ምክፍፋሎም ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.