Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኮሎምቢያ ካሊ ዝካየድ ትሕቲ 20 ዓመት ሻምፒዮና ትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ተወሳኺ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)3 ሽሕ ሜትሮ ፍፃመ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ዝተሳተፈ ኣትሌት ልኬነህ ኣዘዘ 7:44.06 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ።

ካሊእ ኣብ ውድድር ዝተኻፈለ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ድርባ ግርማ 7:50.63 ብዝኾነ ሰዓት 4ይ ኮይኑ ብምዝዛም ዲፕሎማ ረኺቡ።

ብተመሳሳሊ 800 ሜትሮ ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ብምድብ ሓደ ዝተኻፈለ ኤርሚያስ ግርማ 1:47.96 ብዝኾነ ሰዓት 1ይ ብምውፃእ ናብ ውድድር ፍፃመ ሓሊፉ።

ኣብዚ ርሕቐት ውድድር ፍርቂ ፍፃመ ምድብ ሰለስተ መርሲሞይ ካሳሁን 1:46.95 ብዝኾነ ሰዓት 3ይ ብምውፃእ ናብ ውድድር ፍፃመ ሓሊፉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.