Fana: At a Speed of Life!

ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ኢኒሼቲቭ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ግብፂ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ኢኒሼቲቭ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ግብፂ ከተማ ሻርም ኤል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ ኣኼባ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ እንትኾን፥ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ፕሬዚዳንት ቀጣናዊ ው#ህደት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ አኪን ኦሉግባዴ ከምዝተመርሐ ኣብ ሚኒስቴር ገንዘብ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብቲ መድረኽ መዳርግቲ ልምዓት ዝኾኑ ተወከልቲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ፣ ባንኪ ዓለምን ሕብረት ኣውሮፓን ተረኺቦም።

ሓምለዋይን ዘላቂን ልምዓት ዘረጋግፁ ፕሮጀክትታት ሰብ ኣፍቲ ንምስሓብ ምስ ዓውዲ ውልቀ መስራሕ ዘለዎ ረብሓ ብዝምልከት ተላዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.