Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ከተማ ደሴ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት የካይዱ ኣለዉ።

ኣብቲ ዑደት፥ ልዑል ውፅኢት 12 ክፍሊ ዝተመዝገበሉ ቤት ትምህርቲ ርእዮም።

ኣብ ቀፃሊ ኣብታ ከተማ ዝስርሑ ዘለዉ ፕሮጀክትታት ልምዓት ይርእዩ ኣለዉ ተባሂሉ።

ብከድር መሓመድ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.