Fana: At a Speed of Life!

ካብ ጎንደር ናብ ግምባር ንዘምቱኣካላት ፀፅታ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝርከቡ ኣኽበርቲ ሰላም፣ ሚሊሻታትን ፋኖታትን ሎሚ መዓልቲ ናብ ግምባር ዘሚቶም።

ከንቲባ እታ ከተማ ኣይተ ዘውዱ ማለደ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝመረፆ ህዝባዊ ኲናት ንምምካት ኩሉ ነባሪ እታ ከተማ ብሓድነት ንኽዳሎ ኣተሓሳሲቦም።

እዘቶም ኣካላት ፀፅታ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊን ተሰሊፎም በቲ ጉጅለ ሃገር ንምብታን ዝተሸርሐ ሽርሒ ከፍሽሉ ኢዮም ኢሎም።

ኩሉ ህዝቢ ኣምሓራ ስንቂ ካብ ባዕለይ፣ ዕጥቂ ካብ ፀላኢየይ ብዝብል መንፈስ ንህልውንኡ ናብ ግምባር ክዘምት ይግባእ ክብሉ ኣተሓሳሲቦም።

ብክብረወሰን ኑሩ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.