Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ19 ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ 19 ብብርኪ ዓለም ብዘርአዮ ባህሪ ዝርገሐ ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ።

እቲ ቫይረስ ቅድሚ ሕዚ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ብርኪ ባህሪኡ ዝቐያይርን ብዙሓት ሰባት እናጥቀዐ ዝርከብ ለበዳ ቫይረስ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተቓላዕቲ ንዝኾኑ ክፋላት ሕብረተሰብ ብቕልጡፍ ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ንኸባፅሓ ን194 ኣባል ሃገራት ከምዘተሓሳሰበ ሲጂቲኤን ፀብፂቡ፡፡

ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.