Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ  ሳንሼንግ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ልዕሊ 60 ዓይነታት መድሓኒት ኣብ ዘፍሪ ፋርማቲካል ፋብሪካ  ሳንሼንግ ዑደት ገይረን።

እቶም ፍሪያታት መድሓኒት ካብ መኽዘን ክሳብ ምክፍፋል ዘለዎም ኩነታት ተዓዚበን።

ዶክተር ሊያ፥ እቶም መድሓኒታት ፅርየቶም ሓሊዮም ንምፍራይ ዝሓልፍሉ መገዲ ምንኣደን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.