Fana: At a Speed of Life!

ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይናን ስነ ምግባርን ፌዴራል ኣፍሊጡ።

ብብርኪ ዓለም መበል 19 ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ መበል 18 እዋን ዝኽበር መዓልቲ ስምምዕነት ፀረ ግዕዚይና 30 ሕዳር 2015 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ።

እቲ በዓል “ግዕዝይና ብተግባር ምቅላስ” ዝበል መሪሕ ቃል ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወዶ ኣጦ፥ ግዕዝይና ዶብ ተሻጋሪ ፀገም ኢዩ ኢሎም።

ስለዝኾነ ዓለም ለኻዊ ሰምምዕነት  ከምዝተኸተመ ኣዘኻኺሮም።

ኢትዮጵያ ፈራሚት፣ ኣፅዳቒትን ተግባሪትን ኢያ ኢሎም።

ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ብምግላፅ ነዚ ምቅላስ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.