Fana: At a Speed of Life!

ፅባሕ ንዝካየድ ሃገራዊ መረፃ እኹል ምድላው ተገይሩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

መእዘዚ ብሄራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መረፃ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ዘተ ኣካይዱ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ዘተ ድማ ዜጋታት ሰላማዊ ብዝኾነ መገዲ ድምፆም ንመሃብ ንኽንቀሳቐሱ ዝተገበረ ናይ መወዳእታ ምድላው ተገምጊሙ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.