Fana: At a Speed of Life!

ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ 114 ሚሊየን ዶላር ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝለኣኾም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን 114 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝረኸበ ረኺቡ።

መካየዲ ስራሕ እቲ ፓርክ ኣይተ ፍጹም ከተማ፥ ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝተወለዐ ለበዳ ኮቪድ-19 2013 ዓ.ም ንዘፈር ስራሕ ከቢድ እዋን ኢዩ ኢሎም።

መንግስቲ ዝተፈላለዩ ኣማራፂታት ብምምችቻው ኣፍረይቲ ካምፓኒታት ፅዕንቶታት ተፃዊሮም ስረሖም ንኸሳልጡ ንምግባር ልዑል ፃዕሪ ስለዝተገበረ ፅቡቕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ገሊፆም።

እቲ ፓርክ ኢንዱስትሪ ኣብ በጀት ዓመት ናብ ዕዳጋ ኣውሮፓን ኣሜሪካን ካብ ዘቕረቦም መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን 114 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ክረክብ ክኢሉ ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.