Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ  ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተተካኢት ሴክሬተሪ ጀኔራል ሓለዋ ከባቢ ውሕመ  ኤልሳቤት ሜሪማ ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ፀገማትን መፍትሒታትን ሓለዋ ከባቢ ዝጠመቱ ሓሳባት ተላዚበን።

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ናይሮቢ ኣብ ዝነበራሉ እዋን ደቀ ኣኒስቲዮ ንላዕለዋት ፀፍሒ ሓላፍነት ናይ ምብቃዕ ስራሕ ምስረሐን ኣዘኻኸረን።

ኤልሳቤት ሜሪማ ብግደአን፥ ነቲ ላዕለዋይ ብርኪ ሓላፍነት ምሿመን ናይ እንኳዕ ደስ በለን መልእኽተን ምምሕልላፈን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.