Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳሕለወርቅ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን  ግድብ ህዳሰ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳሕለወርቅ ዘውዴ ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ አመሓላሊፈን።

ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።

ስለዝኾነ እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ህዝብን ፈተውቲን ኢትዮጵያ ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብምጅማሩ እንኳዕ ደስ በለኩም ኢለን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.