Fana: At a Speed of Life!

ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ኣሰራርሓ ኢንቨስትመንት ንክጉልብት ዝድግፍ ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን  ንኢትዮጵያ ብኣባልነት ተቐቢሉ።

ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ   ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ፎረም ብፍላይ ኣባላት ሃገራዊ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ሰናይ ምመሕዳርን ኣሰራርሓ ኢንቨሰትመንትን ንክጉልብት ደገፍ ዝገበር ኢዩ።

ትካላት መንግስቲን ፋይናንስን ኣብቶም ዝተረቑሑ ኣሰራርሓታት ዓምዩቕ ኣረዳድኣ ንክህልዎምን መትከላት ንከተግብሩን ክስራሕ ኢዩ ተባሂሉ።

ዓለም ለኸ ትካል ፎረም ፈንድ ሃፍቲ ሶቨረን ለዕሊ 40 ሃገራት ብኣባልነት ዝሓቖፈ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.