Fana: At a Speed of Life!

ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድ ኣብ ዞባ ሃዲያ ዝካየዱ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሮበርት ሼትኪንቶንግ ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር ምስ ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዞባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ብምፅናዕ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ መዋእለ ንዋዮም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ንከፍስሱ ንምግባር ዘኽእል ምቹው ኩነታት ከመዝፈጥሩ እውን እቶም ኣምባሳደር ገሊፆም።

ሃገሮም ኣብቲ ዞባ ኣብ ዓውዲታት ትምህርቲ፣ ጥዕናን ካልኦት ማሕበራዊ ዓውዲታትን ዝግበሩ ስራሕቲ ልምዓት ከምእትድግፍ እውን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.