Fana: At a Speed of Life!

ህዝቢ ትግራይ ንናይ ለውጢ መንግስቲ ዕድል ክህቦ ይግባእ-ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም(ኤፍ  ቢ ሲ) ህዝቢ ትግራይ ህይወቱ ንዝልውጥ ናይ ለውጢ መንግስቲ ዕድል ክህቦ ከምዝግባእ ኣቦወንበር ፓርቲ ሶሻል ዲሞክራቲክን ምክትል ዋና ስራሕ መካየዲ ትካል ኢኒስቲቲዩት ፖሊሲ ፅንዓትን ፕሮፌሰር በየነ ጴጥሮስ ገሊፆም።

ፕሮፌሰር በየነ ምስ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ መሕትት ከምዝበልዎ፣ ህዝቢ ትግራይ ንወያነ ንብዙሕ ዓመታት ኣፀቢቑ ይፈልጦ እዩ፤ እንታይ ተረቢሑ? ኣብዚ ኹሉ እዋን እንታይ ረኺቡ? ባዕሉ እቲ ህዝቢ ፅቡቕ ምስክር እዩ ኢሎም።

መራሕቲ ህወሓት እቲ ህዝቢ ኣብ ዓብዪ ፈተና ንኽኣቱ ካብ ምግባር ዝሐሸ ስራሕ ተዝሰርሑ ጠቓሚ ከምዝኸውን እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.