Fana: At a Speed of Life!

ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ በፂሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህፁፅ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ሎሚ መዓልቲ ናብ ሽረ ከምዝኣተዉ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊፁ።

እቲ ደገፍ ሕክምና ብነፈርቲን ተሽከርከርቲን ከምዝተልኣኸ ተገሊፁ።

እቲ ትካል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝገለፆ፥ እቶም 20 ቶን ዝምዘኑ ናውቲታት ሕክምና ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ሰባት ክከፋፈሉ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.