Fana: At a Speed of Life!

ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን እንትዕወቱ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣጋጢሙዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜደኦም ወፃእ ዝተፃወቱ ሊቨርፑልን ማንቼስተር ሲቲን ተዓዊቶም።

ኣብ ሜድኡ ዝተፃወተ ማንቼስተር ዩናይትድ ድማ ስዕረት ኣጋጢሙዎ።

ብመሰረት እዚ፥ ሊቨርፑል ንወልቨርሃምፕተን ወንደረርስን 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊቱ።

ማንቼስተር ሲቲ ድማ ንዌስትሃም ዩናይትድን 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒሩ።

ኣብ ሜድኡ ምስ ብራይተን ሆቭ ኣልቢዮንን ዝተጋጠመ ማንቼስተር ዩናይትድ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ኣብ ቅድሚ ደገፍቱ ስዕረት ኣጋጢሙዎ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.