Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ምዝገባ ተጓዓዝቲ ሓጂ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

ሓፈሻዊ ዋጋ ተጓዓዝቲ ሓጂ 183 ሺሕን 500 ብር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

እቲ ሓጃጂ ናብ ባንኪ ኣታዊ ዝገበረሉ ብፅሒት ወረቐት ፎቶ ኮፒ ብምግባር ብምሓዝ እቲ “ኦርጂናል” ሒዙ/ዛ ምምፃእ ትፅቢት ከምዝግበር ሓቢሩ።

ተጓዓዝቲ ሓጂ ከማልእዎም ዝግባእ ቅድመ ኩነት፦

1.እቲ ተጓዓዚ ዕድሚኡ ትሕቲ 65 ክኸውን ኣለዎ

2.ክታበት ኮቪድ 19 ዝገበረን መረጋገፂ ወረቐት ዝሓዘን

3.ዝተሓደሰ ፓስፖርት

4.ሰብኣይን ሰበይቲን ሓቢሮም ዝኸዱ አንተኾይኖም ናይ ሓዳር ሰርተፊኬት ግድነት የድሊ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.