Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዑደት ገይሮም።

እቲ ኤክስፖ “ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ድማ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ሓዊሱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣብቲ ኤክስፖ ዑደት ገይሮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.