Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ።
አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን መበገሲ መዛተዪ ሓሳባት ኣቕሪቦም፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣመራርሓታት ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ዝርዝር ዘተ ከምዝገብሩን ኣብ ሓበራዊ ምርድዳእ ከምዝበፅሑን ትፅቢት ይግበር፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.