Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 17 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ም ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ከምዝተሓረሰ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ።

ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ ዶክተር መለስ መኮንን÷ ብዛዕባ ክረምታዊ ሕርሻ 2015/16 ዓ.ምን ስራሕቲ መስኖ ሕርሻ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም።

እቶም ሚኒስትር ዴኤታ÷ ካብ ካልኦት ዓመታት ብዝተፈለየ መልክዑ ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ሚሊየን መሬት ከምዝተሓረሰ ኣብሪሆም።

ካብ ሞንጎ እዚ ድማ እቲ ልዕሊ 7 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብኩታ ገጠም ዝለምዐ ምዃኑ ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ሕርሻ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.