Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 176 ሺሕ መዛግብቲ ክሲ ዕልባት ከምዝረኸቡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ገሊፁ።

ፕሬዚዳንት እቲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ ኣሸናፊ፥ ኣብ 2014 ዓ.ም ብላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ምምሕዳር ጉባኤ ዳያኑን ዝተፈፀሙ ተግባራት ብዝምልከት መግለፂ ሂበን።

ብተወሳኺ ኣንፈታት ትኹረት በጀት ዓመት 2015 ጠሚተን ኣብሪሀን።

ብመሰረት እዚ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም፥ ልዕሊ 176 ሺሕ መዛገብቲ ክሲ ዕልባት ከምዝረኸቡ ተዛሪበን።

እቶም ኣብያተ ፍርዲ መዛግብቲ ዝምርምርሉን ዕልባት ዝህብሉን ፕሬዚዳንትታት ኣብያተ ፍርዲ ሓዊሱ ብ392 ዳያኑ ከምዝኾነ ምሕባረን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.