Fana: At a Speed of Life!

ሓቀኛ ናፅነት ንምርካብ ነፍሪ- ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጰጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓቀኛ ነፃነት ንምርካብ ነፍሪ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልኽቲ፥ እኹል ማይ፣ መሬት፣ መንእሰይ ዘለዋ ሃገር ካብ ልመና እንተዘይ ገላጊልናያ ናፅነት ኣይመፅእን ኢሎም።

ሓቀኛ ናፅነት ንምርካብ ነፍሪ ክብሉ ብምግላፅ፥ ልመና ታሪክ ዝገብር ሃርበኝነት ኣብ ግብርና ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.