Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ ሞቓድሾ ይሳለጥ ኣሎ።

ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል፥ ክልቲአን ሃገራት ስራሕቲ ሓበራዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኣጠናኺረን ከመዘቕፅላ ተዛሪቦም።

እቲ መድረኽ በቢብርኩ ዘሎ ክልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ትካላዊ ንምግባርን ሓደሽቲ ዓውዲታት ምትሕብባር ንምፍታሽን ዘኽእል ኢዩ ኢሎም።

ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብደም ዝተኣሳሰረ ሕውነት ምዃኑ ምዝራቦም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.