Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢ ሓዱሽ ኣርማን ናይ ደምቢ ክዳንን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

ላዕለዋይ ኢታመዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ፥ ማእኸል መሰረታዊ መሰልጠኒ ባሕረኛታት ንምህናፅ ኣብ ደብረዘይት እምነሰረት ኣንቢሮም።

ጄኔራል ብርሃኑ ጁላ ካብዚ ብተወሳኺ፥ ንኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ዝኸውን ሓዱሽ ምልክት መዓርግ ከምዘልበሱ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.