Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሓዱሽ መሰረታዊ ውትህድርና ዝዛዘሙ ምልምላት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ሓዱሽ መሰረታዊ ውትህድርና ዝዛዘሙ ምልምላት የመርቕ ኣሎ።

ብተወሳኺ ምምሕያኝ ሞያ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ዝገበሩ ነባራት ኣባላት ሓይሊ ኣየር እውን ከምዝምረቑ ተገሊፁ።

ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምረቓ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓዊሱ ካልኦት መኮንናት ሓይሊ ኣየርን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ኣብ ዘርከብ ቀፅሪ ዋና መምርሒ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ይካየድ ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.