Fana: At a Speed of Life!

ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከመዝግቡ ክግበር ኢዩ ክብል ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዚይናን ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ምህላጥ ሃፍቲን ምዝገባን እቲ ኮሚሽን ኣይተ መስፍን በላይነህ፥ ኣብ 2013 ዓ.ም ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ኣባላት ቤት ምኽሪ፣ ሹመኛታትን ሰራሕተኛታትን ሃፍቶምክ ከምዘመዝገቡ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ዓመት ናይ 705 ሃፍቲ ዘመዝገቡ ሓቃውነት መረዳእተኦም ከምዝተረጋገፀ ገሊፆም።

ኣብ ኦሮሚያ፣ ሲዳማ፣ ደቡብ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን፣ ሀረሪን ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ክልላት ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ከምዝነበረ እውን ሓቢሮም።

ሓደሽቲ ተሸወምቲ መንግስቲ ስራሕ ቅድሚ ምጅማሮም ሃፍቶም ንከምዝግቡ ክግበር ኢዩ ምባሎም ግዜኢ ፀብፂቡ።

24 መስከረም 2014 ዓ.ም ምጥያሽ ሓድሽ መንግስቲ ዝካየደሉ ከምዝኾነ ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.