Fana: At a Speed of Life!

ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ቀጢፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራሕተኛታት ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ  ዝነበሩ ኣርባዕተ ሰብ ሞያ ብሓደጋ ትራፊክ ህይቶም ሓሊፉ።

እቶም ሰራሕታኛታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጥቓ ከተማ ደባርቕ ትርከብ ሳንቃ በር ከባቦቢ ፍሉይ ሽሙ ኣበርጊና ኣብ ዝበሃል ቦታ ንስራሕ እናተንቀሳቐሱ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ሓሊፉ ዘሎ፡፡

ነዚ ስዒቡ ድማ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሓዘነን ብምግላፅ፤ ንፈተውቲን ዘመድ ኣዝማድን ፅንዓት ተመኒየን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.