Fana: At a Speed of Life!

ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶም 50 ኣምቡላንሳት ርኽክብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቡራት ኢሜሬታት ዓረብ ንኢትዮጵያ ዘበርከተቶም 50 ኣምቡላንሳት ርኽክብ ተገይሩ።

እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ካብ ኣምባሳደር ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ መሃመድ ኣልረሺድ ተረኪበን።

ዶክተር ሊያ ኣብቲ እዋን ርኽክብ፥ ንዝተገበረ ሓገዝ ምስጋና ምቕራበን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.