Fana: At a Speed of Life!

መምርሒ ሓበሬታ እዚ ደቡብ ብክትትል ዝሓዞ ልዕሊ 30 ኩንታል መዐወኒ እፅ ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መምርሒ ሓበሬታ እዚ ደቡብ ኣብ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ሻላ ብመሰረት ዝገበሮ ክትትል ዝሓዞ ልዕሊ 30 ኩንታል ካናቢስ ዝተብሃለ መዐወኒ እፅ ከምዘወገደ ኣፍሊጡ።

ተወካሊ መራሒ ጉጅለ ምርመራን ክትትልን ገበን እቲ ወተሃደራዊ እዚ ሻለቃ ብርሃኑ ተረፈ፥ እቲ መዐወኒ እፅ ንግብረ ራዕዲ ሸኔ ፍልፍል እቶት መፈፀሚ ልኡኽ ጥፍኣት ብምዃን ከገልግል ከምዝነበረ ምዝራቦም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.