Fana: At a Speed of Life!

መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ከምዝግባእ ተገሊፁ

አቸኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ፍቕርን ምትሕስሳብን ክህልው ይግባእ ክብሉ ኣካቢ መድረኽ ሽማግለ ሃገር ኢትዮጵያ ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም።

እዚ ድማ ኣብ ሓደ ክልል ወይ ኣብ ርእሰ ከተማ ጥራሕ ከይኮነን ኣብ መላእ እዛ ሃገር ክኸውን ከምዝግባእ ፕሮፌሰር መስፍን ተዛሪቦም ክብል ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ፀብፂቡ።

እቲ መረፃ ብሰላም ንክዛዘም ማሕበረሰብ ኣንቃሕቲ፣ ካብ ፖለቲካ ወፃኢ ዘለው ሽማግለ ሃገር፣ ኣቦታት ሃይማኖት ግቡኦም ክዋፅኡ ይግባእ ክብሉ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.