Fana: At a Speed of Life!

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ 2013 ዓ.ም ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ።

ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሓምለዋይ ኣሰር፣ መንበሪ ዓቕሚ ዘይብሎም ምሕዳስን ወፍሪ ፅሬትን ተሳቲፎም።

ብተወሳኺ ኣመራርሓ ምምሕዳር እታ ከተማ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ግብረ ሰናት ትካላት፣ መናእሰይን ካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብን ምስታፎም ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.