Fana: At a Speed of Life!

መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መስራቲት ኒያ ፋውንዴሽንን መእኸል ኦቲዝም ጆይን ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊየን።

ወይዘሮ ዘሚ የኑስ ኣብዚ ሕዚ እዋን ንልዕሊ ዝሕታለ ዕቤት ኣእምሮ ዘለዎም ቆልዑት ክንክን እናገበራ ከምዝነበራ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

ወይዘሮ ዘሚ ኣብ ማእኸል ፅኑዕ ሕክምና ቫይረስ ኮሮና ክንክን ሕክምና እናገበራ ፀኒሐን ሎሚ መዓልቲ ህይወተን ከምዘሓለፈ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.