Fana: At a Speed of Life!

መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም ዘኽእል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም መሓዉራት ፀፅታን ደሕንነትን ክልላትን ፌዴራልን እኹል ምድላው ከምዝተገበሩ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መረዳእታን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።

ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ደሕንነትን ክልላትን ፌዴራልን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ደሕንነት ዝግምግምን ቀፀልቲ ኣንፈታት ዘቐምጥን ዘተ ይገብሩ ኣለዉ።

ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መረዳእታን ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ፥ መበል ሻድሻይ ሃገራዊ ምርጫ ብዘይፀገም ፀፅታ ንክዛዘም መሓዉራት ፀፅታን ደሕንነትን ክልላትን ፌዴራልን እኹል ምድላው ከምዝገበሩ ገሊፆም።

መረፃን ምምላእ ግድብን ንምትዕንቓፍ ዝሰርሑ ውሽጣዊን ግዳማውን ፀላእቲ ከምዘለዉ ብምግላፅ፥ ካብ ክትትል ቤት ዕዮ ድሕንነት ኣየምልጡን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.