Fana: At a Speed of Life!

መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ጉባኤ “ምላሽ ወሃቢ ስርዓት ጥዕና ብሓዱሽ ምዕራፍ” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።

ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ ኣይተ ኢብራሂም ኦስማን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም ክብል ኤ ኤም ኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.